Fahad Hameed

Fahad Hashmi is one of the known Software Engineer and blogger likes to blog about design resources. He is passionate about collecting the awe-inspiring design tools, to help designers.He blogs only for Designers & Photographers.

28 thoughts on “ASSENNA NEWS: ተጋጊኻ ዶር ኣቢይ – Poem by Redei Kifle (Bashay) – 11 July 2018

  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    አንታ ገጣማይ መልሰሉ ግጥምኻ ናይ ሠላም ግጥሚ ግቦሮ ይኽለና ጭርሕ ጽልኢ ሠላም ሀብዎ ሠላም ዝሐረሞ ህዝቢ

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    BitaEmi tigermu Eritrawiyan tetikonu kemzi ayimbelkumun. Weyane demegnas temoguswo alekum. FoEeeee

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    ኣታ ዝ ወድይ አተን ወያኒ ዝህብዎ ተሪፎኖኦስ ክንድዝ ሃተፍተፍ

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    ወያነ ተነጺሉ ኢልካ ዶ ደኣ ከተልቅስ ኣይቀነኻን፡ ምዓስ ደኣ ሓዘን ዓሲኻ፡ እስከ በል ጽንዓት ይሃብካ የውርድ።

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    ግርም እባ ሰብ ኣብ ፈቐዶ ድፋዓት ከርተት እናበለት፡ ንስኻ ከኣ ኢውሮጳ ኣመሪካ ሰፊርካ እግርኻ ኣመሳቒልካ ሃምበርገር እናበላዕካ፡ ረድ ለቨል፡ ብላክ ለቨል እናጨልጥካ፡ ሰላም ኣይንደልን ምባል። ኪድ ሞ ናብቲ ድፋዓት ተመለስ ሽዑ ትዛረብ።

    ስማዕ እንዶ ካብቲ ህግደፍ ዘለዎ ሃገር ዶ ኣይኮንካን ሃዲምካ ኣብ ሎንደን ተ ሓቢእካ ዝርልኻ መንደኣሞ ክዋግኣልካ ክስውኣልካ ትደሊ ኣለኻ!

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    ኣጆኹምን እንታይን ከመይን ኣበይን ኣለኹም እወ ደጊም ካብ ምድማር ምስ ኣድጊ ውርንጭላ ምቕናስ ባሕታዊ ጽምዋ ዝወሮሶ መሪጸ ካብ ምድጋፍ ምቅዋም መሪጸ ! ደጊም ዳሓን ኩኒ ኣስማሪኖ ይሕሸኒ ኢልክኒ ምስ ኣድጊ ውርንጭላ ! ጨኪንክለይ ብህርፉ ልበይ ይጥዓምኪ ዳሓን ኣነ ግን እንድዕለይ !

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    Thank you ባሻይ/ ኣሰና፡ ዶክተር ጌጋ ኣለዎ ኣይብልን'የ፡ ከምቶም ቀዳሞት ባሕርን ወድደባትን አንቓዕ ረኸበ'ምበር ብዛዕባና ኤርትራውያን ንተኣሰር ንቀተል ንስርደድ ንጥመ ንጽማአ.!!!!! ንኡ'ሞ ርንታይ'ዩ፡ ንሕና ኤርትርስውያን ካባና'ዩ አቲ መፍትሒ'ሞ ሕጂ'ውን ሸጥ ምዓንጣና ንፍትሒን ስላምን ምዕባለን፡ ባሽይ ሓወይ ከምቲ ኣብ 78 ዝበልካዮ "ኣጋወጋሕታ" በጺሑ ኣሎ ኣጆኻ ኣጆና። የመስግን።

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    2. Pm. Abiy Ahmed when he arrived Sudan he not said /Teddemern" .when he gone Egypt hen not said tedemrn even in Djibouti he not said + + +. But in Eritrean why he said " Teddemern " .?

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    1. Isais afwerki is not Assembly Meeting ,Not Ministers meeting not higher military officers meeting and not huge people meeting. So now Remembered Ahmed Nsser Quote " We not changed the Regime not changed .But changed Others.

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    ክክክክክክ እቲ ትማሊ ዘይተፈልጠ ጋሻ ኢልካ ዝገለጽካዮ ዶክተር ኣብስ እንብኣር ጽቡቅ ገይሩ ክህሙኸካ ምካኑ ምስፈለጥክ ተጋጊካ ኣብ ምባል ሪዒምካ።ሳክሽን ከይላዓል ንስካን ሰኢኣብትካን ዝያዳ ላዕልን ታሕትን እናበልኩም ንትግራዎት ሓቢልኩም ዝተጻወትኩምሉ ህዝቢ ኤሬትራ በዚ ፈቃር፣ደላዪ ሰላም ዝኾነ ኣቢ ቅንጥጥ ኢሉ ሕርር ኢልካ ማይ ሳሓካ ጥራይ ስተ።
    ነቲ ትማሊ ክፈርስ፥ታሪክና ነበረያ ነበረ ኾይኑ ክሕነቅ ዝተመነኻሉ ኢሰያስ'ሲ ቅንይ በል እንበር ህዝቢ ኢትዮ ክሰግድሉን እንቃዓኒ መጻእካና ክብሉ ኢዮም።እዚ ምስረኣካ ምሉእ ብምሉእ ስዕረት ማሓውርካ ክራጋገጽ ኢዩ።እቶም ብኣካትኩም ዝተሓበሉ ትግራዎት ውን ዓይኖም ክኽፈት ኢዪ።
    እንተንስካ ሓሳብ ደም ዝጠስጠሸት ነብስካ መእተዊ ስለዘይብላ ከምቲ ዝበልካዮ ቅድሚ ሕጂ ሰመያዊት ባንደራ ተጠምጢምካ ኣብ ስደትካ።ሃገር ገና ካባና ናባና።ነዞም ወጭጭቲ ናይደገ እራይምራይ'ሲ ኣበደን ኣይትሕለምዎ።ህዝቢ ኢትዮ ደው ይበል፥ትግራዋይ ውን ኣይቀየም፥ኣየጸርጽር ኣሕዋትና ክሳብ ዝኾነ ክሳብ ሰንዓፈ ነውነጀው ክብሉ ተፈቂድሎም ሓያሎ ነጋዶ ትግራዎት ኤሬትራ ንምእታው ይሻባሸቡ ኣለዉ።
    ኤረ እንታዩ ጉድካ።ከተገምጎድጉድ ኢካ ቅንይ ጥራበይ።ደርፊ ኩቡር ድምጻዊ ነብሲሄር ኪሮስ"ምቅናይ ጥራይ"ትብል ጋቢዘካ ኣለኩ ክክክ

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    ደጉተር ኣቢይ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ስለ ዘይመልኮ ትሃኑ ኣብ ልዕሊ እሰያስ ብሞት ክድምድሞ ጽባሕ ኣብ ኣደባባይ ንጽበ ኣሎና፡ህዝቢ ኢትዮጵያ ጸባ ከስትየና ኢዩ ረኤዩ ጥራይ።? ? ?

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    ኣነ ሓንቲ ነገር ኣላ ትገርመኒ ን ኢስያስ ዘነኣእስን ዝጸርፊን እምበር ዘሕምቕ ሲ ኣሎ ዶስ እሳ ጥራይ ኢያ ኮይና እቲኣ ዓቕሞም ኣቱም ሰባት እሱ ኮ እቲ ዘግበር ኣብ ባይታ ኢዩ ዝገብሮ ዘሎ ኣብ ዩቲዩብ ኣይኮነን ሓሰዉቲ ሮኽራኻት። ሰላም ዘይትህቡና ተሓቢእኩም ካብ ትፉክሩ።

    Reply
  • July 14, 2018 at 2:06 am
    Permalink

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍 zehzn atum hizbi kindej meswati naj zom kulom mensej Eritrea . 😷😷😷😷😷😷 hizbi eritra teabisu Alo.

    Reply

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *